ዘይትጠልም ፡ ኣቦ (Zeyttelem Abo)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ይ ፡ ህይወተይ ፡ ንጉስ ፡ ልበይ’ዩ ፡ ዝፋንካ
    ንስኻ ፡ ክትከብር ፡ ክኽውን ፡ ማሕደርካ
    ዎ ፡ ጎይታ ፡ ጸጋኻ ኣብ ፡ ልበይ ፡ ኣንብሮ
    መንፈስካ’ውን ፡ ኣባይ ፡ ንወትሩ ፡ እሰሮ

ተደጋሚ፦ ዘይትጠልም ፡ ኣቦ ፡ ብዓወት ፡ ተንብር
ህይወተይ ፡ ሓልዋ ፡ ካብ ፡ ጸላኢ ፡ ነፍሰይ
ኩሉ ፡ ድሌት ፡ ልበይ ፡ ሓሳበይ ፡ ኣርኒብካ
ኣይትፈለየኒ ፡ ክሳዕ ፡ ዝርእየካ

፪) ህይወተይ ፡ ትኹን ፡ ጎይታ ፡ እምንቲ ፡ ንዓኻ
    ኩሉ ፡ ናተይ ፡ ዝብሎ ፡ ኣሎ ፡ ኣብ ፡ ቅድሜኻ
    ዝኸድካዮ ፡ ኣሰር ፡ ክስዕብ ፡ ድሕሬኻ
    ደግፈኒ ፡ ጎይታ ፡ ክመስል ፡ ንዓኻ

ተደጋሚ፦ ዘይትጠልም ፡ ኣቦ ፡ ብዓወት ፡ ተንብር
ህይወተይ ፡ ሓልዋ ፡ ካብ ፡ ጸላኢ ፡ ነፍሰይ
ኩሉ ፡ ድሌት ፡ ልበይ ፡ ሓሳበይ ፡ ኣርኒብካ
ኣይትፈለየኒ ፡ ክሳዕ ፡ ዝርእየካ

፫) መዘና ፡ ዘይብልካ ፡ ብዝሒ ፡ ፍቕርኻ
    ንኣይ ፡ ከተድሕን ፡ ኣብ ፡ ምድሪ ፡ ወረድካ
    ድሓር’ውን ፡ ክትምለስ ፡ ርስተይ ፡ ኣዳሊኻ
    ዘገርም’ዩ ፡ ጎይታ ‘ቲ ፡ ኩሉ ፡ ምስጢርካ

ተደጋሚ፦ ዘይትጠልም ፡ ኣቦ ፡ ብዓወት ፡ ተንብር
ህይወተይ ፡ ሓልዋ ፡ ካብ ፡ ጸላኢ ፡ ነፍሰይ
ኩሉ ፡ ድሌት ፡ ልበይ ፡ ሓሳበይ ፡ ኣርኒብካ
ኣይትፈለየኒ ፡ ክሳዕ ፡ ዝርእየካ