ዘገርም ፡ ጸጋ ፡ ኣምላኸይ (Zegerim Tsega Amlakhey)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ዘገርም ፡ ጸጋ ፡ ኣምላኸይ ፡ ተገሊጹ ፡ ስለይ
   ክቅበል ፡ ምሕረት ፡ መድሕነይ ፡ ግሩም’ዩ ፡ ዕድለይ

ተደጋሚ፦ እፈልጥየ’ቲ ፡ ኣማንየይ ፡ ከም ፡ ዝሓልየለይ
ኣብቲ ፡ መገደይ ፡ እሙን ፡ ሓቀኛ ፡ ብጻየይ
ገጹ ፡ ዘይልውጠለይ

፪) ብቓላቱ ፡ ምስ ፡ ኣመንኩ ፡ ተለዊጡ ፡ ልበይ
   ሰላም ፡ ክትረክብ ፡ ህይወተይ ፡ ከመይ’ሉ ፡ ኮነለይ

ተደጋሚ፦ እፈልጥየ’ቲ ፡ ኣማንየይ ፡ ከም ፡ ዝሓልየለይ
ኣብቲ ፡ መገደይ ፡ እሙን ፡ ሓቀኛ ፡ ብጻየይ
ገጹ ፡ ዘይልውጠለይ

፫) መንፈስ ፡ ቅዱስ፡ ብለውሃቱ ፡ ንሓጥያተይ ፡ ይረትዕ
   ንየሱስ ፡ ክርስቶስ ፡ የግህድ ፡ እምነት’ውን ፡ የጽንዕ

ተደጋሚ፦ እፈልጥየ’ቲ ፡ ኣማንየይ ፡ ከም ፡ ዝሓልየለይ
ኣብቲ ፡ መገደይ ፡ እሙን ፡ ሓቀኛ ፡ ብጻየይ
ገጹ ፡ ዘይልውጠለይ

፬) የሱስ ፡ ክርስቶስ ፡ ክምለስ’ዩ ፡ ክህበኒ ፡ ኣኽሊለይ
   ተዳልየ ፡ ክጸንሕ’የ ፡ ክንራኸብ ፡ ኣብ ፡ ሰማይ

ተደጋሚ፦ እፈልጥየ’ቲ ፡ ኣማንየይ ፡ ከም ፡ ዝሓልየለይ
ኣብቲ ፡ መገደይ ፡ እሙን ፡ ሓቀኛ ፡ ብጻየይ
ገጹ ፡ ዘይልውጠለይ