የሱስ ፡ መድሓኒ (Yesus Medhani)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ኢየሱስ ፡ መድሓኒ ፡ ሕያዋይ ፡ ጓሳ
ወትሩ ፡ ምርሓኒ ፡ ናብ ፡ ብጹእ ፡ ቤትካ
ምስ ፡ ተበጀኻየን ፡ መጓሴኻ
ኣብጽሓኒ ፡ ኣብ ፡ ብሩኽ ፡ ደምቤኻ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒ ፡ ሕያዋይ ፡ ጓሳ
በትርን ፡ ምርኩስን ፡ ኩነኒ ፡ ኢኻ
ደገፉ ፡ ነፍሰይ ፡ ጽላል ፡ ሕይወተይ
ብዘይካኻሲ ፡ ካልእ ፡ ነይብለይ

፪) እንተ ፡ ቐጺዕካ ፡ እንተ ፡ ምኢድካ
ኣይተርሕ ፡ ቕኒ ፡ ካብ ፡ መጓሴኻ
እና ፡ ሰዕብኩ ፡ አሰር ፡ ኣሰርካ
ኣብጽሓኒ ፡ ናብ ፡ ብሩኽ ፡ ደምቤኻ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒ ፡ ሕያዋይ ፡ ጓሳ
በትርን ፡ ምርኩስን ፡ ኩነኒ ፡ ኢኻ
ደገፉ ፡ ነፍሰይ ፡ ጽላል ፡ ሕይወተይ
ብዘይካኻሲ ፡ ካልእ ፡ ነይብለይ

፫) ዎ ፡ ዕውት ፡ ገንሼል ፡ ክሳዕ ፡ ትምለስ
ርድአኒ ፡ ብዓወት ፡ ክመላለስ
ኲሉ ፡ ሓደራ ፡ ዝሓደግካላይ
ክፍጽም ፡ ፀጋኻ ፡ ኣብዝሓለይ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒ ፡ ሕያዋይ ፡ ጓሳ
በትርን ፡ ምርኩስን ፡ ኩነኒ ፡ ኢኻ
ደገፉ ፡ ነፍሰይ ፡ ጽላል ፡ ሕይወተይ
ብዘይካኻሲ ፡ ካልእ ፡ ነይብለይ