የሱስ ፡ ኣይወደቐንን (Yesus Aywedeqenen)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

ክጐዓዝ ፡ ብሓርፋፍ ፡ ጸቢብ ፡ መገዲ
ክሓልፍ ፡ ብድቕድቕ ፡ ጸልማት ፡ ናይ ፡ ለይቲ
ጸላኢ ፡ ንነፍሰይ ፡ ምስ ፡ ኣድበየላ
የሱስ ፡ ኣይወደቐንን

ተደጋሚኣውዲቑኒ 'ይፈልጥን (፪x)
ጥዒመዮ ፡ 'የቃሉ' ፡ ይልወጥን
የሱስ ፡ ኣይውድቐንን

ብጸልማት ፡ ብብርሃን ፡ ብዋዒ ፡ ቑሪ
ጐጐብዑ ፡ ይኸይድ ፡ ናብ ፡ ዝመርሓኒ
ኣብ ፡ ውግ ፡ ኤይ ፡ ኩሉ ፡ የዔወተኒ
የሱስ ፡ ኣይወደቐንን

ተደጋሚኣውዲቑኒ 'ይፈልጥን (፪x)
ጥዒመዮ ፡ 'የቃሉ' ፡ ይልወጥን
የሱስ ፡ ኣይውድቐንን

ነይፈርሕ ፡ ብጽባሕ ፡ ኣይጭነቕን
ጐይታ ፡ ኢየሱስ ፡ ሕያእው'ዩ ፡ ኣይልወጥን
ንእኡ: ፡ ዝአመኑ ፡ ኣይወደቑን
ኣነ'ውን ፡ ኣይወደቕን

ተደጋሚኣውዲቑኒ 'ይፈልጥን (፪x)
ጥዒመዮ ፡ 'የቃሉ' ፡ ይልወጥን
የሱስ ፡ ኣይውድቐንን

ናይ ፡ ምድሪ ፡ መገሻይ ፡ ክሳዕ ፡ ዝፍጸም
ኣጽዋረይ ፡ ናይ ፡ ውግእ ፡ ክሳዕ ፡ ዘንብር
ኣብ ፡ ማሕበር ፡ ቅዱሳን ፡ ክሳዕ
የሱስ ፡ ኣይወደቐንን

ተደጋሚኣውዲቑኒ 'ይፈልጥን (፪x)
ጥዒመዮ ፡ 'የቃሉ' ፡ ይልወጥን
የሱስ ፡ ኣይውድቐንን