የሱስ ፡ ዓርኪ ፡ ልበይ (Yesus Arki Lebey)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ናይ ፡ ጽምዋ ፡ ዓርከይ
   ኣብ ፡ ድኻም ፡ ኣምላኸይ
   ዘይፍለየኒ ፡ መሳድድተይ
   የሱስ ፡ ጓሳ ፡ ናይ ፡ ህይወተይ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ ፈውሲ ፡ ህይወተይ
የሱስ ፡ መልሲ ፡ ንሕቶይ
የሱስ ፡ መላእ ፡ ጎዶሎይ
የሱሰይ ፡ ዓርኪ ፡ ልበይ

፪) ዘይውዳእ ፡ ሃብቲ ፡ ምሕረቱ
   ሰፊሩ ፡ ዘይህብ ፡ በረኸቱ
   ንዓለም ፡ ዝምሕር ፡ ብለውሃቱ
   ንዝኣምን ፡ ድሕሪ ፡ ሞት ፡ ርስቱ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ ፈውሲ ፡ ህይወተይ
የሱስ ፡ መልሲ ፡ ንሕቶይ
የሱስ ፡ መላእ ፡ ጎዶሎይ
የሱሰይ ፡ ዓርኪ ፡ ልበይ

፫) ኩሉ ፡ ሰብ ፡ ኪድሕንን
   ናብ ፡ ፍልጠት ፡ ሓቂ ፡ ክበጽሕን
   ዝፈቱ ፡ እምበር ፡ ዘይኹንን
   የሱስ ፡ ኣላይ ፡ ንድኹም

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ ፈውሲ ፡ ህይወተይ
የሱስ ፡ መልሲ ፡ ንሕቶይ
የሱስ ፡ መላእ ፡ ጎዶሎይ
የሱሰይ ፡ ዓርኪ ፡ ልበይ

፬) ኣብ ፡ መቓብር ፡ ዘይተርፍ
   ኣብ ፡ የማን ፡ ክብሪ ፡ ዝዓርፍ
   ንሽጉር ፡ ርእዩ ፡ ዘይንሕፍ
   የሱስ ፡ ንሓጥእ ፡ ዘይጉሕፍ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ ፈውሲ ፡ ህይወተይ
የሱስ ፡ መልሲ ፡ ንሕቶይ
የሱስ ፡ መላእ ፡ ጎዶሎይ
የሱሰይ ፡ ዓርኪ ፡ ልበይ

፭) ኣምላኸይ ፡ ንድኻ ፡ ዕርዱ
   ንሽጉር ፡ መጸጊዒኡ
   ካብ ፡ ሃጽፊ ፡ መዕቀሊኡ
   ካብ ፡ ሃሩር ፡ መጽለሊኡ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ ፈውሲ ፡ ህይወተይ
የሱስ ፡ መልሲ ፡ ንሕቶይ
የሱስ ፡ መላእ ፡ ጎዶሎይ
የሱሰይ ፡ ዓርኪ ፡ ልበይ