ወሓዚ ፡ ፀጋ ፡ ኣሎኒ (Wehazi Tsega Alloni)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

ወሓዚ ፡ ፀጋ ፡ ኣሎኒ ፡ ኣብ ፡ ልበይ
ወሓዚ ፡ ፀጋ ፡ ኣሎኒ ፡ ኣብ ፡ ልበይ

ዘልኣለም ፡ ሕይወት ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ልበይ
ዘልኣለም ፡ ሕይወት ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ልበይ

ወሓዚ ፡ ሰላም ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ልበይ
ወሓዚ ፡ ሰላም ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ልበይ

ወሓዚ ፡ ፍቕሪ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ልበይ
ወሓዚ ፡ ፍቕሪ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ልበይ

ዘልኣለም ፡ ርስቲ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ሰማይ
ዘልኣለም ፡ ርስቲ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ሰማይ

ዝባርኽ ፡ ጐይታ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ሰማይ
ዝባርኽ ፡ ጐይታ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ሰማይ

ዝፍውስ ፡ ኣምላኽ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ሰማይ
ዝፍውስ ፡ ኣምላኽ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ሰማይ

ዘስተምህር ፡ ኣምላኽ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ሰማይ
ዘስተምህር ፡ ኣምላኽ ፡ ኣሎኒ (፫x) ፡ ኣብ ፡ ሰማይ

285