ተዳሎ ፡ ሓወይ ፡ ተዳሎ (Tedalo Hawey Tedalo)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

ተዳሎ ፡ ሓወይ ፡ ተዳሎ (፫x)
የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፪x)
ተዳለዊ ፡ ሓብተይ ፡ ተዳለዊ (፫x)
የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፪x)
ከምተን ፡ ደናግል ፡ ከይትተርፍ (፫x)
የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፪x)
ክምለስ’ዩ ፡ የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፫x)
የሱስ ፡ ክምለስ’ዩ (፪x)