ንመንፈስካ ፡ አፍስሰልና (Nemenfeska Afseselena)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ክንበራበር ፡ ካብ ፡ ድቃስና
ክንብርትዕውን ፡ ካብ ፡ ኩሉኲሉ ፡ ድኻምና
ንዕዮኻ ፡ ክንተግህ ፡ ፈቲና
ንመንፈስካ ፡ ኣፍስሰልና

ተደጋሚ፦ ንመንፈስካ ፡ አፍስሰልና
ዎ ፡ ኣምላኽ ፡ ንጽበሎና
ከምቲ ፡ ተስፋ ፡ ዝሃብካና
ንመንፈስካ ፡ ኣፍስሰልና

፪) ትምኒት ፡ ናይ ፡ ሥጋ ፡ ጸላኢና
ኲሉ ፡ ድኻም ፡ ዜዝሕል ፡ ፍቕርና
ኪድምስሶ ፡ ክጸሪ ፡ ኻባና
ንመንፈስካ ፡ ኣፍስሰልና

ተደጋሚ፦ ንመንፈስካ ፡ አፍስሰልና
ዎ ፡ ኣምላኽ ፡ ንጽበሎና
ከምቲ ፡ ተስፋ ፡ ዝሃብካና
ንመንፈስካ ፡ ኣፍስሰልና

፫) ፍቕሪ ፡ ሰላም ፡ ክገዝእ ፡ ነፍስና
ምሥጋናኻ ፡ ኪመልእ ፡ልብና
ንኽብሪኻ ፡ ኪውፈ ፡ ሕይወትና
ንመንፈስካ ፡ ኣፍስሰልና

ተደጋሚ፦ ንመንፈስካ ፡ አፍስሰልና
ዎ ፡ ኣምላኽ ፡ ንጽበሎና
ከምቲ ፡ ተስፋ ፡ ዝሃብካና
ንመንፈስካ ፡ ኣፍስሰልና

፬) ካብ ፡ ሓጢኣት ፡ ክትጸሪ ፡ ምድርና
ጾሓይ ፡ ጽድቂ ፡ ድማ ፡ ክበርሃልና
ጥሜት ፡ ነፍሲ ፡ ሥጋ ፡ ኺጠፋኣልና
ንመንፈስካ ፡ ኣፍስስልና

ተደጋሚ፦ ንመንፈስካ ፡ አፍስሰልና
ዎ ፡ ኣምላኽ ፡ ንጽበሎና
ከምቲ ፡ ተስፋ ፡ ዝሃብካና
ንመንፈስካ ፡ ኣፍስሰልና