መድበዮ ፡ የ ፡ ክስዕብ ፡ መድሕነይ (Medebeyo Ye Keseeb Medheney)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) መዲበዩ’የ ፡ ክስዕብ ፡ መድሓነይ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

፪) እንተ ፡ ኽፍኤ’ኻ ፡ ክኽተሎ’የ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

፫) ዓለምካ ፡ ውሰድ ፡ ሃበኒ ፡ የሱስ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

፬) ዓለም ፡ ብድሕረይ ፡ መስቐል ፡ ብቕድመይ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

፭) ሳላ ፡ ደም ፡ ገንሸል ፡ ነጽሀ ፡ እየ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን