ሕያው ፡ ኣምላኽ ፡ ኣገልግል (Heyaw Amlakh Agelgel)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ሕያው ፡ ኣምላኽ ፡ አገልግል ፡ ኣብ ዓለም’ውን ፡ ኣሎ
   ሕያው ፡ ምዃኑ’ፈልጥ ፡ ሰባት ፡ ዘሉ’ንተሉ
   ምሕረተኛ ፡ ኣምላኽ’ዩ ፡ ርሕሩሕ’ውን ፡ ደሃዩ
   ብዘድልየኒ ፡ ጊዜ ፡ ቀረባ’ዩ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ ክርስቶስ ፡ ህያው’ዩ ፡ ዘልኣለም
በታ ቀጣን ፡ መንገዲ ፡ ተኸድኩ ፡ ኣይፍለየንን
ምሳይ ፡ ኣሎ ፡ ድሕነት ፡ ክህበኒ
ከመይ ፡ ትፈልጥ ፡ ‘ተልካኒ ፡ ኣብ ፡ ውሽጢ
ልበይ ፡ ኣሎ

፪) ኣብ ፡ ኩሉ ፡ ዙርያ ፡ ዓለም ፡ ሓልዮቱ ፡ የርኢ
   ልበይ ፡ እንተ ፡ ደኸመ ፡ ተስፋ ፡ ኣይቆርጽን
   ከም ፡ ዝመርሓኒ ፡ ይፈልጥ ፡ ኣብ ፡ ኩሉ ፡ ፈተናይ
   መዓልቲ ፡ ምግላጹ’ውን ፡ ቀሪባ’ያ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ ክርስቶስ ፡ ህያው’ዩ ፡ ዘልኣለም
በታ ቀጣን ፡ መንገዲ ፡ ተኸድኩ ፡ ኣይፍለየንን
ምሳይ ፡ ኣሎ ፡ ድሕነት ፡ ክህበኒ
ከመይ ፡ ትፈልጥ ፡ ‘ተልካኒ ፡ ኣብ ፡ ውሽጢ
ልበይ ፡ ኣሎ

፫) ተሓጎሱ ክርስትያናት ዓው ኢልኩም ዘምሩ፡
   ነባሪ ፡ ሃሌሉያ ፡ ንየሱስ ፡ ንጉስና
   ኩላቶም ፡ ዝደልይዎ ፡ ክረኽብዎ ፡ እዮም
   ከምኡ ፡ ዘፍቅር ፡ የልቦን ፡ ሰናይ ፡ ኢዩ

ተደጋሚ፦ የሱስ ፡ ክርስቶስ ፡ ህያው’ዩ ፡ ዘልኣለም
በታ ቀጣን ፡ መንገዲ ፡ ተኸድኩ ፡ ኣይፍለየንን
ምሳይ ፡ ኣሎ ፡ ድሕነት ፡ ክህበኒ
ከመይ ፡ ትፈልጥ ፡ ‘ተልካኒ ፡ ኣብ ፡ ውሽጢ
ልበይ ፡ ኣሎ