ጎይታ ፡ ናይ ፡ ሰላምካ ፡ መሳርሒ ፡ ግበረኒ (Goyta Nai Selamka Mesarhi Gebereni)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ጽልኢ ፡ ኣብ ፡ ዘለዎ ፡ ፍቕሪ
   ከም ፡ ዘእቱ ፡ ግበረኒ
   በደል ፡ ኣብ ፡ ዘለዎ ፡ ይቕሬታ
   ከም ፡ ዘእቱ ፡ ግበረኒ

ተደጋሚ፡- ጎይታ ፡ ናይ ፡ ሰላምካ ፡ መሳርሒ ፡ ግበርኒ (፪)

፪) ኣብ ፡ ዘለዎ ፡ ስምረት
   ከም ፡ ዘእቱ ፡ ግበረኒ
   ስሕተት ፡ ኣብ ፡ ዘለዎ ፡ እውነት
   ከም ፡ ዘእቱ ፡ ግበረኒ

ተደጋሚ፡- ጎይታ ፡ ናይ ፡ ሰላምካ ፡ መሳርሒ ፡ ግበርኒ (፪)

፫) ጥርጥር ፡ ኣብ ፡ ዘለዎ ፡ እምነት
   ከም ፡ ዘእቱ ፡ ግበረኒ
   ቅብጸት ፡ ኣብ ፡ ዘለዎ ፡ ተስፋ
   ከም ፡ ዘእቱ ፡ ግበረኒ

ተደጋሚ፡- ጎይታ ፡ ናይ ፡ ሰላምካ ፡ መሳርሒ ፡ ግበርኒ (፪)

፬) ሓዘን ፡ ኣብ ፡ ዘለዎ ፡ ሓጎስ
   ከም ፡ ዘእቱ ፡ ግበረኒ
   ጸልማት ፡ ኣብ ፡ ዘለዎ ፡ ብርሃን
   ከም ፡ ዘእቱ ፡ ግበረኒ

ተደጋሚ፡- ጎይታ ፡ ናይ ፡ ሰላምካ ፡ መሳርሒ ፡ ግበርኒ (፪)