ፈትየ ሂወተይ ሂበካ (Fetye hiwetey hibeka)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

[[Category:ትግርኛ ቃላት ኣፈይ ሓሳባት ልበይ /2X/ ኣብ ቕድሜኻ ብሁግ ይኹነለይ

ከምቲ ጎይታ እትደልዮ ከምቲ ንዓኻ ባህ ዘብለካ ይኹነልካ ሂወተይ የሱስ ይኹነልካ ሂወተይ ጎይታ

ፈትየ /2X/ ብፍታዉ ልበይ ሂወተይ ሂበካ ኣምላኸይ ኢለ ከም ናይ ግሊ መድሕነይ ተቐቢለካ ፈትየ /2X/ ብፍታዉ ልበይ ሂወተይ ሂበካ ንስኻ ክትከብረሉ ዘመነይ ብምሉኡ ንዓኻ ሂበካ

ዉረሰኒ /2X/ የሱስ በይንኻ /2X/ ምለኸኒ /2X/ የሱስ በይንኻ /2X/ ግዝኣኒ /2X/ የሱስ በይንኻ /2X/

ኣብ ምድሪ ግሽነተይ እንተ ከቢርካ ብኣይ ልብኻ እንተ ዓሪፉ እንተቐሲኑለይ ይኣኽለኒ ካልእ የልቦን ዘድልየኒ /2X/

ኣምላኸይ ተከቢርካለዩ ንዓይ ዕረፍተይ ኣምላኸይ ተከቢርካለዩ ንዓይ ጽጋበይ የሱሰይ ተከቢርካለዩ ንዓይ መጎሰይ የሱሰይ ተከቢርካለዩ ንዓይ ክብረተይ

ክበረለይ /2X/ የሱስ በይንኻ /2X/ ንገሰለይ /2X/ የሱስ በይንኻ /2X/]]