እግዚኣብሄር ፡ ጓሳይየይ ፡ ኢዩ (Egziabher Guasayiyey Eyu)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

እግዚኣብሄር ፡ ጓሳይየይ ፡ ኢዩ ፡ ገለ ፡ ነይጐድለኒ
ዓለምን ፡ ምልኣታን ፡ ኩሉ ፡ ብልግሱ ፡ ይበኒ

እግዚኣብሄር ፡ ብርሃነይ ፡ እዩ ፡ ጸልማት ፡ ነይከበኒ
ካብ ፡ ጸልማት ፡ ዓለም ፡ ዕንቅፋት ፡ ንሱ ፡ ይመርሓኒ

እግዚኣብሄር ፡ ምርኩሰይ ፡ እዩ ፡ ንሱ ፡ ይጾረኒ
ደገፉ ፡ ንነፍሰይ ፡ ኮይኑ ፡ የጸናንዓኒ

እግዚኣብሄር ፡ ፈታውየይ ፡ እዩ ፡ ንሱ ፡ የልዕለኒ
ዘይወድቕ ፡ ዘይጋገ ፡ ምኽሩ ፡ ኣፍቂሩ ፡ ይበኒ

ተመስገን ፡ ዎ ፡ ፈታውየይ ፡ ብርሃነይ ፡ ጓሳይየይ
ሓለፋኻስ ፡ ኣታ ፡ እሙን ፡ ነየደልያ ፡ ነፍሰይ