ደስ ፡ ኢሉኒ (Des Eluni)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ደስ ፡ ኢሉኒ ፡ የሱስ ፡ ናተይ’ዩ
   ተሓጒሰ ፡ ጸርየ ፡ ሓጥያተይ
   ባህ ፡ ኢሉኒ ፡ ኣብ ፡ ሕቚፊ ፡ የሱሰ
   ቀሲነ ፡ ወትሩ ፡ አዕርፍ

፪) ከም ፡ የሱሰይ ፡ ክእዘዝ ፡ እየ
   ንስድራይ ፡ ከሐጒስ ፡ እየ
   ኣብ ፡ ኩሉ ፡ ኣብ ፡ ዝኸድክዎ
   ዛንታ ፡ የሱስ ፡ አዘንትዎ

፫) ደስ ፡ ክብሎም ፡ ምስ ፡ ፍትው ፡ የሱስ
   ቀሲኖም ኣብኡ ፡ ክዓርፉ
   ንኹሎም ፡ ሕጻናት ፡ ዓደይ
   ክሕብር ፡ ፍቕሪ ፡ የሱሰይ